ትንቢት ሃጌ
About Course
ሃጌ – ናይ’ዚ ትንቢት’ዚ ነብዪ ሃጌ ባዕሉ እዩ፡ ነቶም ካብ ምርኮ ዝምለሱ ዝነበሩ ብመገዲ ዘሩባብኤል ኣብ እዋን ንጉስ ቂሮስ ናይ ፋርስ ከምዝተነበየሎም ድማ ርዱእ ይገብሮ። ዝተነበየሉ እዋናት ኣብ እዋን ምህናጽ ቤተ-መቅደስ ምዃኑ እዝራ ብግቡእ ኣስፊሩልና ይርከብ። ብፍላይ ድማ ነቶም ካብ ምርኮ ባቢሎን ዝተመልሱ ዓሌታት ኣይሁድ፡ ድሕሪ 16 ዓመታት ምምላሶም ቤተ-መቅደስ ንክሰርሑ ከምዝተነበየን ከምዝመሃረን የርእየና።
Course Content
ትንቢት ሃጌ
-
ምንቕቓሕን ምሕዳስን
-
መእተዊ ትንቢት ሃጌ
-
መን፧ መዓስ፧ ንመን፧
-
ድሕረ-ባይታ
-
ነብዪ ሃጌ ተንስአ
-
ሃጌ ምዕራፍ 1
Student Ratings & Reviews
No Review Yet