Course Content
ስለምንታይ መጽሓፍ ቅዱስ ነጽንዖ፧
0/1
ምጽናዕ – መጽሓፍ ቅዱስ
About Lesson

 

2ቈረ 6፡1-7

  • ቁ.7 – ብቃል ሓቂ
  • ቁ. 6 – ብፍልጠት

ስነ-ኣፈታትሓ – ኣተራጓጉማ = ሄርሞ-ኖቲክ

  • ብትኽኽል ምትርጓም ምፍላጥ
  • ብጌጋ ንኸይንምህር ድማ ይሕግዘና
  • ከምቲ ኾይንዎ ዘሎ ነቲ ቃል ሓቂ ምፍላጡን
  • ካልኦት ዝጸሕእፍዎ ንመሚን ክንምርምርን ይገብረና

እንዳ ኣመዛዘንካ እንዳ ኣነጻጸርካ ንምጽናዕ መጽሕእፍ ቅዱስ

  • መጽሓፍ ቅዱሳዊ መጽናዕቲ – ካብ ዘፍጥረት ክሳብ ራእይ ዮሃንስ ምጽናዕ –
    • ሓድነት ዘለዎ
  • ታሪኻዊ መጽናዕቲ መጽናዕቲ – ዘፍጥረት 3500 ዓመታት ራእይ ዮሃንስ 2018 ዓመታት – ንካል ኦት ዘጽንዕዎ መጽናዕትታት ዝገበሩ፣ ዘጽንዕዎ ኣጸናንዓ ምጽናዕ
  • ትምህርታዊ ሰረተ እምነታዊ – doctrinal studies –

ስለምንታይ

  • ህይወት ስለ ዝህብ
  • ህይወት ከም ቃል ኣምላኽ ዝርእዮ ንክንርእዮ
  • ብልክዕ መንነት ኣምላኽ ንምፍላጥ
  • ንክርስቶስ ንምምሳል – ቅሉ ጠረዲኡና ንዕ ኡ ንምምሳል
  • ብደገፍ መንፈስ ቅዱስ ጥራይ እዩ
  • መንፈስ ቅዱስ ይገልጸልና – ኩሉ ግዜ ተማሃኣይ ምዃን
  • መንፈስ ቅዱስ ኣውጺኻ – ህይወት ባዶ፡ ክንልወጥ ኣይንኻልን፡ ንጡፍ ባዕሉ ደራሲ ወሃቢ ክኸውን ኣለዎ
  • 1ቆረ 10-12 – ስጋ ሰብ – መንፈሳዊ ሰብ
  • ሰብ ዝያዳ ሕብረት ኣምላኽ ንምግባር ክኸውን ኣለዎ
    • ካብ ፍልጠት ሕብረት ይዓቢ – ም.ቅ ናብ ሕብረቱን ናብ ሓይሊ ኣምላኽን ክወስደና ይግባእ
    • ዮሃ —- ንዝመጺእ ከፍልጠኩም፡ . . .
    • ናይ ኣምላኽ ኣብ ህይወትና የምጽእ
    • ሕዱር መምምህር – ካብቲ ናይ ኣምላኽ ገሚዑ ዘምጽእ
  • መ.ቅ. ኣዝዩ ግሩም እዩ – ኣምላኽ ባዕሉ እዩ ዝትርጉመልካ

መጽሓፍ ቅዱስ ምጽናዕ – ኣገባብ ብዝሓዘ፡ ኣእምሮኻ ተጠቂምክእ ብደገፍ መንፈስ ቅዱስ – ግብ 17፡ ሰብ በርያ

  • እናመርመሩ – ፖሊስ ከምዝምርምር፡ ሓኪም ከምዝምርምር፡ . . . ጳውሎስ ነጊርዎም ክነሱ መርመሩ
  • ብፍልጠት ክንዓቢ ኣይኮነን – ንክርስቶስ ንምምሳል
  • እያ 1፡8
  • ኣገባብ
    1. ደገፍ መንፈስ ቅዱስ – ደራሲ፡ ኣብ ኡ ስለ እንረኽቦ፡ ናይ እር ዘበለ ስለዘምጽ ኣልና
    2. ኣብ ናይ ጸሎት መንፈስ ኮይና – ጸሊና፡ . . . ናቲ ጸሓፊ ናይቲ መጽሓፍ ህይወትና ክትራኸቦ ኣለዋ – ኣንፈትና ናብ ክፉት ናብ እር ክዛረበና ዝብል ክንመጽእ የድልየና – ናይ devotion መንፈስ ምእታው ብመንፈስ ምዃን
  • ሸቶና
    • መንፈሳዊ ህይወትና ለውጢ
      • እንተ ዘይቲሒትና ክንትሕት፡ ይቕረ ክንብል፡
      • ህይወትና ከራኽበና
      • መዝ 139፡ ምስትውዓል ሃበኒ – ብልሙእ ልበይ ክገብሮ
      • ክጸርበና ኣብ ኩሉ መንፈሳዊ መኣዝና
      • Challenge ክገብረና፡ ከናስሕእና፡ መገድና ከቀይረና
      • ምስትውዓል እር ክህበና
      • ናይ ኣምላኽ ዝኾነ ነገር ክግሃደሉ . . .
      • ብርሃን ፍልጠቱ ኣየደናግርን እዩ
      • Sperguion – ተንበርኸኽ -ሕርብት ኣብ ዝብለኒ እዋን፡ ትርጉም ኩሉ ቃል ኣምላኽ ዝርድ ኣካ ኣብ ጸሎት መንፈስ እዩ
      • ጸሎት – ቃል ኣምላኽ፡ ቃል ኣምላኽ – ጸሎት
    • ንምንታይ ነጽንዕ
      • ፍቃድ እር ንምፍላጥ ንምርዳእ
      • ንጎይታ የሱስ ክንፈልጦ
      • ንበይንና –
        • ንክንዕጠቕ
        • ክንሰንቕ
        • ብርእስኻ ሕዱር ትኾነሉ መገዲ
        • መገዲ እር ንምፍላጥ ንክዕእዝዝ
        • ሓድሽ ነገር ትረኽብ – እምነትካ ይዓቢ፡ እር ቀረባ ምኹኑ ብዘይ መወከሲ
        • ንስልጣን ቃሉ ኣፍልጦ ትህቦ
        • ስብከትካ ይቕየር
        • መንፈሳዊ ጉድለትካ ፈሊጥካ ትዕረ
        • ድምጺ እር ትሰምዓሉ መገዲ
        • ፍልጠት ንምኽዕባት – ንእር ምፍላጥ
        • ብ ኣገባብ ንምጽሓፍ ቅዱስ ንምፍላጥ – ብዘይ ዓውደ ንባብ ኣይትዛረብን – ጎዳኢ ብዘይ ምዕማጽ ጥቕሲ
      • ኣገባብ ሜላ
        • ናብ ሸቶ የብጽሓካ
      • ዝርዝራዊ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ
        • ካብ ሓፈሻዊ ናብ ሓደ text ንምብጻሕ
      • ዘድልየና
        • ህድኣት – ኮፍ ምባል፡ ሰድያ ምፍታው፡
          • ካብ ናይ ካልኦት ሓሳብ ወጺና ንመጽሓፍ ቅዱስና ባዕልና ኢና ንድህስሶ
          • Dictionary + Concordance